እዚ ዌብ-ሳይት ማለት Just-Explained፡ ብዘይ ውልቃዊ ጥቅሚ ካብ ዝሰርሑ ሰባት ዝቆመ ኮይኑ፣  ካብ ውልቃዊ ሓሳብ፣እምነት ሓራ ዝኾነ ግናኸ ወትሩ ኣብ ሓቅን ክውንነትን ዝተሞርኮሰ ሓቤሬታ ከምኡ`ውን ዝተፈላለዩ ዓውደ ስነ-ፍልጠት ዘማእከሉ ጽሑፋት ንምዝርጋሕን`ዩ ተመስሪቱ ። ሃቐናና  ምስፍሕፋሕ ሃናጺ  ፍልጠት ብ`ናጻ ን'ተዛረብቲ ትግርኛ እዩ። ሓሳብኻ፣ ርእይቶኻ ምክፋል ፍቁድ`ዩ ይኹን እምበር ጸርፊ፣ምትሓት፣ምንጻል፣ዘይሃናጺ ርእይቶ ንውልቀ  ሰብ ይኹን ሕብረት ኣይፍቀድን`ዩ። እዞም ቀዲሞም ዝተጠቅሱ ኣሉታውያን ነገራት  ምስ ዘጋጥሙ ርእይቶ  ወይ ጽሑፍ ናይቲ ገባሪ ብህጹጽ ክድምሰስ`ዮ ካብዚ ሓሊፉ ውን ካብ ምጥቃም ናይዚ ዌብ-ሳይት ክእገድ'ዩ። ኣብ ስራሕናን ወጻኢታቱን ንምስታፍ ፣ ኣብዚ ዝስዕብ (ብፍቃደይ ይሕግዝ) ዝብል ሊንክ ብምጥዋቕ ብመገዲ  pay-pal ክትሕግዙና ትኽእሉ፦ ብፍቃደይ ይሕግዝ
ብዛዕባና image
I BUILT MY SITE FOR FREE USING