እዚ ዌብ-ሳይት ማለት
Just-Explained፡ ብዘይ ውልቃዊ ጥቅሚ ካብ ዝሰርሑ ሰባት ዝቆመ ኮይኑ፣ ካብ ውልቃዊ ሓሳብ፣እምነት ሓራ ዝኾነ ግናኸ ወትሩ ኣብ ሓቅን ክውንነትን ዝተሞርኮሰ ሓቤሬታ ከምኡ`ውን ዝተፈላለዩ ዓውደ ስነ-ፍልጠት ዘማእከሉ ጽሑፋት ንምዝርጋሕን`ዩ ተመስሪቱ ። ሃቐናና ምስፍሕፋሕ ሃናጺ ፍልጠት ብ`ናጻ ን'ተዛረብቲ ትግርኛ እዩ። ሓሳብኻ፣ ርእይቶኻ ምክፋል ፍቁድ`ዩ ይኹን እምበር ጸርፊ፣ምትሓት፣ምንጻል፣ዘይሃናጺ ርእይቶ ንውልቀ ሰብ ይኹን ሕብረት ኣይፍቀድን`ዩ። እዞም ቀዲሞም ዝተጠቅሱ ኣሉታውያን ነገራት ምስ ዘጋጥሙ ርእይቶ ወይ ጽሑፍ ናይቲ ገባሪ ብህጹጽ
ክድምሰስ`ዮ ካብዚ ሓሊፉ ውን ካብ ምጥቃም ናይዚ ዌብ-ሳይት ክእገድ'ዩ። ኣብ ስራሕናን ወጻኢታቱን ንምስታፍ ፣ ኣብዚ ዝስዕብ (
ብፍቃደይ ይሕግዝ) ዝብል ሊንክ ብምጥዋቕ ብመገዲ pay-pal ክትሕግዙና ትኽእሉ፦
ብፍቃደይ ይሕግዝ።